Home ዜና ትግርኛ ዮውሃና ንውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ።

ዮውሃና ንውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ።

545
0
SHARE

ዮውሃና ንውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ።

ሎሚ ዕለት 14 ጥቅምቲ 2016 ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሳልሳይ ኮሚቴ ባይቶ ሰብኣዊ መስላት ኣብ ኒውዮርክ፡ ጸብጻብ መርማሪት ኮምሽን ከምቲ ተሓሲቡ ዝነበረ ንዕለት 27 ጥቅምቲ 2016 ንኽቀርብ ዘካየዶ ኣኼባ ብሙሉእ ድምጺ ወሲኑ ኣሎ። እቲ ሓድሽ ውሳነ ኣብቲ ፕሮግራም ክኣትው ከምዝኾነ ተመሓላሊፉ ከም ዘሎ እውን ክፍለጥ ተኻኢሉ ኣሎ። በዚ መሰረት ነቲ ፋሽስታዊ ጉጁለ ህግደፍን መሻርኽቱን ከጓሳጉስዎ ዝወርሑ ፕሮፓጋንዳዊ ፈጠራ ሃልኪ ፍሹል ምዃኑን፡ ገበኛታት ድማ ናብ ፍርዲ ንምቕራቦም ንዝግበር ጻዕሪ ዘደንፍዕን ኢዩ።

በዚ ኣጋጣሚ ዮውሃና ንኹልኹም ደለይቲ ፍትሒ ትገብርዎ ዘለኹም ጻዕርን ከይተሓለልኩምን ትቕጽልዎ ዘለኹምን ደጊምና ዮሃና። ዝተረፈና ዕማም ናብ ማዓላ ከነውዕሎ ብሓባር ንገስግስ።  

 

 

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

Denna webbplats använder Akismet för att minska skräppost. Lär dig hur din kommentardata bearbetas.