Home ሓበሬታ ብስራት ንበጻሕቲ ንሰላም.ኮም

ብስራት ንበጻሕቲ ንሰላም.ኮም

215
0
SHARE

ኩቡራትን ኩቡራንን ተኸታተልቲ ንሰላም.ኮም

ንሰላም.ኮም ብእትገብሮ ዘላ ዘይሕለል ጻዕሪ ቅሳነትን ፍትሓዊትን ኤርትራ ዝኾነት መሰል ዜጋታታ እትሕልወሉ ቅዋማዊት ሃገር ንምስራት ኣንጻር ውልቀ መላኺ ስርዓት እትቃለሶ ዘላ መርበብ ሓበሬታ ኢያ።  መሰል ኤርትራዊ ክሳብ ዘይተሓለወ ዝሃለወ ኢኹን ዝመጽእ ስርዓት ክትቃሎሶ ኢያ።

ረዲዮ’ንሰላም ሓድሽ መርበብ http://www.radionselam.com ንበጻሕቲ ተበስር ስለ ዘላ መቐጸልታ ድርብ ሓጎስ ኣብ ሞባይል ጥራሕ ከተሓጸረት ኣብ መርበብ ጀሚራ ስለ ኣላ ተኻታተሉ።

ብዳሓን ምጹ!
ንስኹም ኣገደስቲ ኢኹም!

 

 

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here