Home ዜና ትግርኛ (ሰነዳት ዕደና ወርቂ ዛራ) ተስፋ ሚሊዮናት ዝመጸዉ ቢሊዮነራት

(ሰነዳት ዕደና ወርቂ ዛራ) ተስፋ ሚሊዮናት ዝመጸዉ ቢሊዮነራት

92
0
SHARE

ካልኣይ ክፋል

ኣብ ቀዳማይ ክፋል ጽሑፈይ፡ ብዛዕባ ቁጠባዊ ፖሊሲታት ስርዓት ህግደፍን፡ ንርብዒ ክፍለ ዘመን ዘስዓቦ ዕንወትን፡ ዝምልከት ጽሑፍ ፈኒየልኩም ነይረ፡፡ ሎሚ ከኣ፡ ብዝኣተኹዎ ቃል መሰረት፡ ንዕደና ወርቂ ዛራን፡ ብምኽንያት ተቓዉሞ ኣኽሪያ ዝተቐየዱ ዜጋታትን ዝምልከት፡ ሓበሬታ ይፍንወልኩም፡፡ ኣብዚ ቅንያት፡ ብሓደ ገጽ ብጉዳይ ወርቂ ቢሻ ኣብ ሃገረ ካናዳ፡ ኣብ ዝነበረ ፍርዳዊ መስርሕ፡ ህግደፍ ኣብ ዝተሰዓረሉ እዋን፡ በቲ ካልእ ከኣ፡ ተወሳኺ መንጸሮር ኣቦጓይላ ዝኸውን ብሰነዳትን ጭብጥታትን ዝተሰነየ ሚስጥራት ህግደፍ እንሆ፡፡

ሙሉእ ቱሑስቶ ናብ PDF ጠውቑ…Senedat edena werki Zara

By : SACTTISM

 

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here