Home ሓበሬታ መሪር ሓዘን እንዳተሰማዓና ንሓርበኛ ኮኾብ ስነ ጥበባዊት ጸሃይቱ በራኺ፡መንግስተ ሰማይ የዋርሳ

መሪር ሓዘን እንዳተሰማዓና ንሓርበኛ ኮኾብ ስነ ጥበባዊት ጸሃይቱ በራኺ፡መንግስተ ሰማይ የዋርሳ

407
0
SHARE

መሪር ሓዘን እንዳተሰማዓና ንሓርበኛ ኮኾብ ስነ ጥበባዊት ጸሃይቱ በራኺ፡መንግስተ ሰማይ የዋርሳ። 

ኣብ ልቢ ኤርትራውያን ፍቕርን ሃገራዊ ስምዒትን ዝኾስኮሰት፡ ብምቁር ትግርኛ ዜማታታ ኣብ ምምዕባል ዓቢ ግደ ዘበርከተት ኣደ ክራር ዝኾነት ወናም ኤርትራዊት ስነጥበበኛ ድምጻዊት ጸሃይቱ በራኺ ኣብ መበል 79 ዓመታ ሎሚ 24 ግንቦት ኣብ ስደት፡ ኣብ ሃገረ ሆላንድ ዓሪፋ።  

 

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

Denna webbplats använder Akismet för att minska skräppost. Lär dig hur din kommentardata bearbetas.