LATEST ARTICLES

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንቀይሕ ባሕሪ ኤርትራ ልኡላውነት ብቕሉዕ ይደፍሮ ከም ዘሎን ዝገብሮ ምድፋር ልኡላውነት ባሕርና ብትሪ እናዀነነ

0

October 2021 እዋናዊ ጕዳያት ማሕበር ባሕረኛታት ኤርትራ ህሉው ኵነታት ማሕበር ባሕረኛታት ኤርትራ ካብ ዝምስረት ኣትሒዙ ኣብ ዕቤትን ምዕባለን ኣባላቱ፡ ኣብ ትማልን ሎምን ኮይኑ ንናይ ጽባሕ ሓያል ቍጠባ ንትሃንጽ ሃገርና ኤርትራ ኣበርክቶ ንምግባር ዝሰርሕ ዘሎ ማሕበር’ዩ። ከም ዝፍለጥ ጽላት ባሕሪ ኤርትራ ኣብ ኣዝዩ ጽቡቕ ደረጃ ምንባሩ ዝዝከር ኮይኑ፡ ሚኒስትሪ ሃብቲ ዓሳ ኣጥርዩዎ ዝነበረ ንዋታዉን ሰብኣዉን ዓቕምታትን ምስ ንውሓት ድስካለ ጽላት ባሕሪ ዝዓኑ ዓንዩ ዝስደድ...

Dr. Arikana Chihombori-Quoa she has to say

0

ኣየ መራሕቲ ኣፍሪቃ፣ ነዛ በላሕ ሰበይቲ ፕረሲደንት ናይ ኣፍሪቃ እንተትኸውን! ገለ ኣብነታት ካብቲ ጥቕሲ ቃላታ፡ ኣሜሪካ ካብ ባንኪ ዓለም ናይ ገንዘብ ልቓሕ ክትወስድ ብሕሳብ 1.5% ወለድ ትወስድ፣ ኣፍሪቃ ከም ናይ ኣሜሪካ ሓደ ዓይነት ገንዘብ ልቓሕ ክትወስድ ከላ ግን ብሕሳብ 10% ወለድ ትወስድ። እተን ዕረፍቲ_ዘየድልየን ሃብታማት ሃገራት ዕረፍቲ ናይ ወለድ ክረኽባ ከለዋ፣ እተን ዕረፍቲ_ዘድልየን ድኻታትን ዝዓብያ ዘለዋ ሃገራት ኣፍሪቃን ግን ዕረፍቲ ይኽላኣ። ኮነ ኢሎም፣...

Qatar Bank Asks U.S. Court to Order Eritrea to Pay $300 Million Debt

0

ስርዓት ኢሳያስ ምስ ናይ ቋጣር ብሄራዊ ባንክ ዝነበሮ ዋዕል ልቓሕ ኣብ 2009 ክሳብ 2010 ዓ.ም. ዝወሰዶ $300 ሚልዮን ዶላር ምኽፋል ስለዝኣበየ ኣብ ዋሽንግተን ሃገረ ኣሜሪካ ገንዘቡ ንከምልስ ክሲ ኣንጻር ስርዓት ኢሳያስ መስሪቱ ኣሎ። ናይ ቋጣር ባንክ ቅድሚ ሕጂ'ውን ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ተመሳሳሊ ክሲ መስሪቱ ኔሩ እዩ። Qatar National Bank QPSC, the Middle East’s biggest lender, asked a U.S. court to...

Tigray, Biden: ”Troops from Eritrea and Ethiopia away, truce now”

0

ROME - "The warring parties" in the Ethiopian region of Tigray "must adhere to a ceasefire and the Ethiopian and Eritrean troops must withdraw from the region" to "put an end to the large-scale human rights violations" that are taking place in the area. This is the appeal launched by the president of the United States, Joe Biden, who...

ሓቅን ሓሶትን ገጽ ንገጽ – 2ይ ክፋል

0

ዕላም ክልተ ዓራሹ ጀነራላት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኢሰያስ ኣብ ትግራይ ንዕሽነቶም ዘቃልዕ እንዳተዛራረቡ፡ 2ይ ክፋል ናብ ቀዳማይ ክፋል    

Eritrean troops disguised as Ethiopian military are blocking critical aid in Tigray

0

Axum, Ethiopia — Eritrean troops are operating with total impunity in Ethiopia's war-torn northern Tigray region, killing, raping and blocking humanitarian aid to starving populations more than a month after the country's Nobel Peace Prize winning leader pledged to the international community that they would leave. A CNN team traveling through Tigray's central zone witnessed Eritrean soldiers, some disguising themselves...

ኤርትራ ካብ ሃገራትን ማሕበራትን ዝረኸበቶም ሓገዛት ንልዕሊ 2.5 ቢሊዮን ዶላር – 1ይ ክፋል

0

ኤርትራ ካብ ሃገራትን ማሕበራትን ዝረኸበቶም ሓገዛት ንልዕሊ 2.5 ቢሊዮን ዶላር - 1ይ ክፋል PDF: Managing aid exit and transformation Eritrea coun  

This Man Risked His Life to Secretly Film in an Eritrean Prison

0

‘I Didn’t Lose Hope’: Meet a Man Who Risked His Life to Secretly Film Inside One of Eritrea’s Brutal Prisons In the more than four years he was detained in a military-run Eritrean prison, Michael said he never lost hope. Speaking with FRONTLINE in 2016, in an early stage of what would be a multiyear investigation, Michael said he saw and...

ሓቅን ሓሶትን ገጽ ንገጽ – 1ይ ክፋል

0

ATV: ክሓልፈኩም ዘይብሉ ፍሉይ መደብ - ውዲትን ክሕደትን ኢሳይያስን ኣቢይን ኣብ ሜዳ ትግራይ ብዝተቐደደ ማሕፉዳ ኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራ ይቕላዕ ! https://www.youtube.com/watch?v=7O4nOxsHr7A ኣዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይን ኣብ ኤርትራን እንዳተዘራረቡ ከለው ተጠሊፍ ዝተቀድሕ። እቶም ኤርትራ ብሮኬት ምስተሃረመት እያ ተደፊኣ ሰራዊታ ናብ ትግራይ ኣትያ ትዋጋእ ዘላ ኢሎም ከመኽንዩ ዝጸንሑን ዘለውን ድኣ ሕጂ እንታይ ክብሉ እዮም? ናብ ካልኣይ ክፋል