HD Player: if there will be Youtube first play then click on the HD
እንቋዕ ብዳሓን መጻኩም! ካብ ከይሓበርና ንቃለስ ሓቢርና ነልምዕ!
ታሪኻዊ ዛንታ፡ ኣብ ሓደ ዓዲ ሓደ ጭቃ ዓዲ የማሓድር ነበረ። እቲ ጭቃ ዓዲ በቲ ዘማሓድሮ ዝነበረ ነታ ዓዲ ብምልእታ የናውጻን ዘይ ሰብኣዊ ፍርዲ ይፈርድን ይእዝዝን ስለ ዝነበረ ክቱር ጽልኢ ተቐማጢ እታ ዓዲ ኣብ ርእሲኡ ጽልኢ የሕደረሉ። ብሰንኪ ንቑጽ ኢነድድ ርሑስ ከም ዝባሃ፡ ፈተውቱ ካብቲ ህዝቢ ተቐማጢ ዓዲ ዝኾኑ ግን ኣይተስኣኑን። ከባቢ ኣብቲ እቲ ጭቃ ዓዲ ዝቕመጦ ማእከል ዓዲ ስለ ዝነበረ፡ ኣብቲ ከባቢኡ ዝቕመጡ ማእከል ዝኾኑ ማእከላውያን ፈተውቱን ተሓለቕቱን ኰይኖም መን ኣሎ ከምኡ ብማለት፡ ምስኡ ኣብ ጎኒጎኑ ኰይኖም ብሽም ኣብ ማእከል ማእከል ናይታ ዓዲ ብምህላዎም ጭዋታት ደቂ እታ ዓዲ ስለ ዝተሰመዖም ከኣ፡ ምስቶም ደቂ ዓዶም ስምምዕ ዘይምግባሮምን ዘይምህላዎምን ወዮ ጭቃ ዓዲ ከም ድላዩ ሓዳግን ዋሃብን ኰይኑ ነቲ ህዝቢ እንዳናቖተ ንሓያሎ ዓመታት ተቐያሪ ጭቃ ዓዲ ዘይብሉ ክመርሕ ኣኽኣሎ ይባሃል።
ማዕከን ዜና ንስርዓት ህግደፍ ከተዕኑ ሓያል ድርኺት ተርእየና። እኹል ግን እይኮነን ድርኺታ በይና ኣብ በበይና መካናይዛ የድልያ ናይ ኩልና። ብዝተኻኣለካ መጠን ከነዕንዎ ክንክእል ኣለንና ንደበኛ ህዝብና። ንተሓጋገዝ ግድን ውድብ ሰልፊ ክትከውን ኣለካ ማለት ኣይኮነን ማዕከን ዜና። ውድብ ብውድቡ፡ ሰልፊ ብሰልፉ፡ ማሕበር ብማሕበሩ ናብሓደ'ዩ ተንሽኑ። ናብ ዓወት ክንበጽሕ ናይ ማዕከን ዜና መጉልሕ ናድልየና።
Chat: ኣብ ርክባት ዕላል ብዛዕባ ኩነታት ሃገርና ንምይያጥ ፉሉጥ ሰዓታት ንኽኾነልኩም ምእንታን፡ ማለት ብናይ ኤርትራ ኣቋጻጽራ ማዓልታዊ ካብ ሰዓት 4፡00 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ 4፡ን ፈረቓን ዘሎ ግዚየ-ያት ንእትደልዩ በጻሕቲ ይኹን ርክባትኩም። ብዳሓን ምጹ።












