Thursday, Sep 09th

Last update:12:16:21 PM GMT

You are here: Home

 

ትንተና

ገድሊ ኤርትራ ክሳብ ማዓስ?

E-mail Print PDF

ገድሊ ኤርትራ ክሳብ ማዓስ?

ን49 ዓመት ኣብ ቃልሲ ክሳብ ማዓስ?
30 ዓመት ኣብ በረኻታት ቃልሲ ገድሊ ሓርነት፡
19 ዓመት ኣብ ከተማ ገድሊ ባርነት ክሳብ ማዓስ?

ፍርሕን ራዕድን መበገሲኡ እንታይ እዩ?

E-mail Print PDF

Sample image

ፍርሕን ራዕድን መበገሲኡ እንታይ እዩ?

ንሱ እንበር መን ከም ንሱ።

E-mail Print PDF

Sample image

ንሱ እንበር መን ከም ንሱ።

ንሱ ግን ጸዳሉ ንኹሉ ፍጡር ዘብርህ፣ ነዚ ሃንደበት ንዓለም ዝንጸላልዋ ዘሎ ቁጠባዊ ውድቀት ኣቐዲሙ ርእይዎን ምምጽኡ ዘይተርፍ ዝተነበየን፣ እንኮ ፈዋሲን ለጋስ-ራህዋን ንሓፋሽ ዓለም ስላምን ዘዕስል ስየን ቆጽልን ከም ጾር ኣብ መንኩቡ፣ ከም ኣኽሊል ኣብ ቀረንቀርኡ ዝተሸከመ ዘይሕለል ጎይታ።

ብሓቁ ድዩ ህዝቢ ኤርትራ መጽፋዕቲ ዝፈቱ!

E-mail Print PDF

Sample image

ብሓቁ ድዩ ህዝቢ ኤርትራ መጽፋዕቲ ዝፈቱ!

ንህዝቢ ኤርትራ ከም ጻዕዳ ኢዱ ገይሩ ኣዳዕዲዑ ዝፈልጦ ብጀካ ኢሰያስ ካልእ የልቦን እንተተብሃለ ምግናን ኣይኮነን።