torsdag, mars 28, 2024
Home Contact

Contact

ባሓቂ፡ ንደሊየኩም ኢና ካባኹም ንጽበዮ ብዙሕ ኣሎ፡

Contact Details

Nselam Communication Service Email: [email protected]

About us

Nselam

ጻዕርና ጻዕሪ ህዝብና ብምዃኑ ኣብ ሃገርና ፍትሕን ዲሞክራስን ክሳብ ዝራጋገጽ ቀጻልነትዩ ጻዕርና።
ካብ ትማሊ ኣትሒዝና ክሳብ ዝመጽእ ዘሎ ጽባሕ ኣብ ናይ ወብ ሳይት ምንቅስቓስ ንኣስትታት ዓሰርተታት ዓመታት ክሳብ ሎሚ ዕለት ኣብ ዝኸይድ ዘሎ ግዜ ሌላ ወብ ሳይትታትና፡ ainfalale.com ነበር * nselam.com * ን * radionselam.com * ን፡ ዘለዋ ነበርቲ ኢየን።

 

ራዲዮ ንሰላም (radionselam.com) ብ2017 ወርሒ 2 ዝጀመረት ቀጻልነት ዘለዎ እዋናውን ሕሉፉትን ናይ ኤርትራውያን ደርፍታት ብዘይ ምቁራጽ ን24 ሰዓታት እትፍኑ መቓልሕ ህዝቢ’ያ። ኣብዚ መርበብ እዚ መኸተ ኣንጻር ዲክታቶር ኣብ ኤርትራ ዘሎ ውልቀ መላኽን፡ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ደርፍታትን ጥራይያ ትፍኑ።

ንሰላም (nselam.com) ኣብ 2005 ኣብ ዝጀመረትሉ ግዜ ድሕሪ’ቲ ናይ ኣይንፋላለ ብዘጋጠመ ኩነታት ንኽትትካኣ ዝሓዘቶ ዕላማ ንምቅጻል ኣንጻር ውልቀ መላኺ ለውጢ ንፍትሒ ንምምጻእ ዝተመስረተት  ወብ ሳይት ኢያ።

ኣይንፋላለ (ainfalale.com) ብ2002 ወርሒ 3 ናይ መጀመሪያ ወብ ሳይትና ነበረት። ኣብ 2005 ብዘጋጠመ ናይ መይል ጸገም ብገለ ተክኒክ ጉዳይ ናይ ዓመታዊ ክፍሊት ዶመይን ማዓልቱ ስለ ዝሓለፈ ከይተኸፍለ ብምሕላፉ ainfalale.com ከተቋርጽ ኪኢላ። ኣይንፋላለ ኣብ ዝተመስረተትሉ ግዜ እንዳ ህግደፍ  በንጻሩ ኣይንፋላለ.ኦሪግ (ainfalale.org) ብዝብል መስሪቶም ነበሩ። ዳትካም(.com) ክገብሩ ስለ ዘይካኣሉዮም ብ ዳትኦሪግ(.org) ክምስርቱ ተገዲዶም።

Doman (ዶመይን) ምስ Web hosting (ናይ ወብ ሳይት ሰርቨር) ሓደ ከምዘይ ኮነ ክፍለጥ ኢካኣል። ክልተ በበይኑ ትካላት’ዩ። ናኣሽቱ መዲያታት ይኹና ዓበይቲ ከምእኒ ስኤንኤን፡ ቢቢሲ፡ ኣልጀዚራ ካልኦትን ዝኣመሰላ ወብ ሳይትታት ነታ ዶመይን ኣይውንኖኦን ኢየን። ዶመይን ሓደ ነብሱ ዝኻኣለ ዓለማዊ ትካል እዩ። ዶመይን ማለት ናይ ሓንቲ ወብ ሳይት ሓባሪ ሽም መጸውዒ ዳት (.) ኢዩ። ገለ ንምጥቃስ እከለ.com , እከለ.org , እከለ.net ወዘተ ካልኦትን ሓደ ዓይነት ኣስማት ወብ ሳይት ክትገብር ትኽእል ኳ እንተኾንካ ሓደ ዓይነት ዶመይን ዳት  ዘለዎ ወብ ሳይት ኣይካኣልን’ዩ። ንኣብነት እንዳ ህግደፍ ዘጋጠሞም ንምጥቃስ፡- ainfalale.com ኣቐዲማ ትሕስቲ ስለ ዝነበረት ainfale.org ክፈጥሩ ተገዲዶም ዝነበሩ። ሓንቲ ወብ ሳይት ከምገለ ኢላ ዓመታዊ ክፍሊት ዶመነኣ እንተዘይ ከፊላ Web hostingኣ ካብ ሰርቨራ ውሕስነት የብላን፡ ጥራሕ ዘይኮንስ ነታ ainfalale.com ንኣብነት ሽም ዓመታዊ ክፍሊታ ድሒራ ኳ እንተኸፈለቶ ነታ ሽም ኣይትትካኣ፡ ካልኦት ኣይሕዝዋ፡ ሓሪራ ጥራሕያ ትተርፍ፡(ማለት ካብ ስራሕ ወጻኢ)። ainfalale.org , ainfalale.net ካልኦት ዳትን ክትገብር ግን ይካኣል’ዩ።
.

LATEST POSTS

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንቀይሕ ባሕሪ ኤርትራ ልኡላውነት ብቕሉዕ ይደፍሮ ከም ዘሎን ዝገብሮ...

0
October 2021 እዋናዊ ጕዳያት ማሕበር ባሕረኛታት ኤርትራ ህሉው ኵነታት ማሕበር ባሕረኛታት ኤርትራ ካብ ዝምስረት ኣትሒዙ ኣብ ዕቤትን ምዕባለን ኣባላቱ፡ ኣብ ትማልን ሎምን ኮይኑ ንናይ ጽባሕ ሓያል ቍጠባ ንትሃንጽ...